Eritrean patriotic music to the fallen Hero of Eritrea.
ዞም እሙናትን ምእንቲ ክብረትናን ናጽነትናን ንዓናን ክብሉ በቲ ኩቡር ህይወቶምን ደመሞን ዝወደቑን …… ምእንቲ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተሰውኡን ጀጋኑና ……..
እቲ ዝተሰዋእኩሙሉ ዕላማ : ከቶ ኣይመውትን’ዩ ….. እታ ምእንተኣ ዝወደቕኩሙላ ሰንደቕና : ከቶ ኣይትወድቕን …… እቲ ኣብ ልዕሊ መቓብርኩም ንኽብረትኩም ተተኺሉ ዘሎ ኣግራብ ውን ደምኩም እናሰተየ ንዝንተ ኣለም ክነብር’ዩ …………….. ቅሰኑ ሰማእታትና ንብሎም !!!
رسالتي إلى
شهداء إرتريا الأوفياء
إلى من ضحوا بدمائهم الزكية
من أجل عزة وكرامة الإنسان الإرتري
مبادئكم التي استشهدتم من أجلها لن تموت
والراية التي رفعتموها لن تسقط
وشجرة الحرية لا زالت تسقى بدماء الشهداء